OpenEmbassy
ግስጋሰኹም
ኣብ ዓመት ሒደት ግዜ ሓጺር መጠይቕ ይበጽሓኩም። መብዛሕትኡ ግዜ ካብ ሓሙሽተ ክሳብ ዓሰርተ ደቒቕ ይወስድ። ነፍሲ ወከፍ ግዜ ክትሳተፉ ወይ ዘይክትሳተፉ ባዕልኹም ትውስኑ። መልስታትኩም ምምሕዳራትን ትካላትን ንሓደስቲ መጻእቲ ዝህብዎ ደገፍ ከመሓይሹ ይሕግዙ።